New Eritrean comedy by kebesa mhretab (ውራይና'ዩ)

ብክፍሊ ስነጥበብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን መድኃኔኣለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ዝተዳለወት "እቲ ዓይንኹም ዝረኣዮ ነገር ከይትርስዑ ተጠንቀቑ" እትብል መንፈሳዊት ፊልም ቀድማይ ክፋል ተወዲኣ ተዘርጊሓ ከምዘላ እና ሓበርና፡ ካልኣይ ክፋል ድማ ኣብ ቀረባ ግዜ ብመልክዕ DVD ኣብ ቀረባ ግዜ ክትዝርጋሕ ምዃና ብትሕትና ንሕብር።